top of page

ናብ ኣስዩልኤክስ እንቛዕ ብድሓን መጻአኩም

ኣሲለክስ ነቶም ዕቝባ ዚደልዩ ሕጋዊ ምኽሪ እትህብ ኣብ ስዊዘርላንድ እትርከብ መኽሰብ ዘይብላ ማሕበር እያ።
ነፍሲ ወከፍ ኣብ ስዊዘርላንድ ዚርከብ ዕቝባ ዚደሊ ሰብ መሰረታዊ ኣሰራርሓ ዕቝባን መለክዒታት ዕቝባን ክፈልጥ ድሌትና ዩ
ኣብ ዝዀነ ይኹን እዋን ድማ ሕጋዊ ምኽሪ  ይረክብ

ኣገባብ ዑቕባ

ኣብ ስዊዘርላንድ ዘሎ መስርሕ ዕቝባ ከመይ ይመስል ?
እታ ኣብ ዩቱብ ዘላ ሓጻር መእተዊ ቪድዮና ብዛዕባ ኣሰራርሓ ዕቝባ ስዊዘርላንድ እንተላይ ብዛዕባ ኣሰራርሓ ዳብልን ሓጺር ሓፈሻዊ ርእይቶ ትህበኩም
ኣብታ ብተደጋጋሚ እንሕትታ ሕቶና ዝያዳ ሓበሬታ ኽትረክብ ትኽእል ኢኻ፣
ብዛዕባ ኣሰራርሓ ዑቝባ ዝገልጽ ቻትቦትን ረድኤትን ገዛእ ርእስና ምግምጋም

ASYLEX NEWS

ዜና ኣሲለክስ

እንገብሮ ነገራት

Foto 09.09_edited.jpg
Detention_edited.jpg

መስርሕ ኣሲሉም ወይ ኣገባብ ዑቁባ ምሕታት

ምኽሪ ማእሰርቲ

Family_edited.jpg

ምጥርናፈ ስድራቤት

ጠበቓ እንተ ዘይብልካ ኣሲሌክስ ኣብ እተፈላለየ ስጕምትታት ኣሰራርሓ ዕቝባን ሕጊ ዕቝባን ስዊዘርላንድ ኪድግፈካን ኪመኽረካን ይኽእል እዩ። ንኣብነት ካብ ሴም ኣሉታዊ ውሳነ እንተ ኣልዩካ ይግባይ ክንጽሕፍ ወይ ጸገም ኬጋጥመካ ኽንሓትት ንኽእል ኢና። ብተወሳኺ ኣብ ትሕቲ ኣበየናይ ኵነታትን ፍቓድካ ኽትቅይር ከም ዘሎካን ክንመኽረካ ንኽእል ኢና፣ ነቲ ምስ ሴም እትገብሮ ቓለ መጠይቕ ንኽትዳሎ ድማ ክንሕግዘካ ንኽእል ኢና።ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ YouTube ቪድዮና ወይ FAQ ወይ Handbook ተመልከቱ

ጕጅለታት ማእሰርቲ ኣሲለክስ ነቶም ዕቝባ ዚደልዩ ብቐጥታ ወይ ከኣ ንሓደ ኣብዚ እዋን እዚ እተኣስረ ፈታዊኦም ወይ ኣባል ስድራቤቶም ብዛዕባ ምምሕዳራዊ ማእሰርቲ ሕጋዊ ምኽሪ ኺህቦም ይኽእል እዩ።

ማእሰርትኩም ሕጋዊ ምዃኑ ኽንምርምር ኢና እቲ ምኽንያት ነጊርና ኣብ ቤት ፍርዲ ኽንውክለካ ኢና።

ናብ ጕጅለ ማእሰርቲ ኣሲሌክስ ኢ-መይል ክትጽሕፍ ትኽእል ኢኻ። ወይ ውን ዓሚል እንተ ኮንኩም እሞ ከኣ ኣብትሕቲ ቀይዲ እንተ ደኣ ኣለኹም በዛ ናይ ሓደጋ ተሌፎና emergency telephone number. ክትረኸቡና ትኸእሉ ኢኹም

ዕላማ ናይ ምጥርናፈ ስድራቤት ደቅኻ/ኺ ወይ በዓልቲ ቤትካ / በዓል ቤትኪ ናብቲ እቲ ዝስሕብ ቤተሰብ ዝነብረሉ ቦታ ማለት ናብ ስዊዘር ላንድ ምጥርናፍ ኢዩ

ን ዝኾነ ን ናይ ምጥርናፈ ስድራቤት ዝምልከት ሕጋዊ ይኹን መንግስታዊ ምኸሪ ብቀጥታ  ናብ ናይ ኣዝይል ኤክስ ምጥርናፈ ስድራቤት ጋንታ ኢመይል ክትስሕፉ ትክእሉ ኢኹም

bottom of page