top of page
ሓፈሻዊ ሕጋጋትን ኩነታታን ኣሲል-ኤስ
  1. ኣል-ኤስ ንስደተኛታት ብዘይዝኮነ ክፍሊት ኣገልግሎት ይህብ ። ምናልባት እቲ ዝሃቦ ወይ ዝህቦ ዘሎ ኣገልግሎት ከም

    ሓደጋ ዝፈጥር እንተተሓሲቡ፣ ኣሱል-ኤስ ብዛዕባ ሓለፍነቱ ክሓትት መሰል ኣሎዎ።

  2. ኣሱል-ኤክስ መብዛሕቱኡ ብቀጥታ ወይ ኣብ መስመር ዩ ኣገልግሎት ዝህብ። ኣሲል-ኤስ ዝህቦ ኣገልግሎት ውልቃዊ- ምክሪ ወይ ሓገዝ ኮይኑ ኣብ ጉዳይ-ብጉዳይ ዝተመርኮሶ ምናልባት ኣሱል-ኤስ እኩል ክእለት እንተለዎ ። ንውልቃዊ ምክሪ ዝከውን ጠለብ የለን ። ኣሲል-ኤስ ብድሌቱ ዝህቦ ኣገልግሎት ብሕጊ ስዊዝን መለኪዒታትን ኮይኑ ብዕቱብ ኣብ ስቱር ዝተሞርኮሰ ዩ ።

  3. ኣሱል-ኤስ ንመሰል ናይ ምውጻእ ካብ ህሉው ትእዛዝ ኣብ ዝኮነ ቦታ ብኣገደስቲ መክንያታት ይዕቅብ ። ኣገደስቲ መክንያታት እቶም ብፍላይ ምጥፋእ ናይ ተኣማንነት ፣ ዋሕዲ ናይ ዓቅሚ ወይ ምልክታት ናይ ዕቁር ገበናዊ ጠባይ ናይቲ ተገልጋሊ።

  4. እቶም ተገልገልቲ ናብ ኣሱል-ኤክስ ኩሉ ምሶም ዘቅርብዎ መርትዖታት ሓቂ ከከውን ኣሎዎ።

  5. እቲ/ታ ተገልጋሊ/ት ንዝኮነ ወጻኢታት ከብ ግዴቱኡን ዝብገስ ከም ተወሳኪ ውን ካብ ቤት ፍርዲ ንዝመጽእ

    ወጽኢታት ሓላፍነቱ/ታ ዩ።

  6. ኣካል ሕጊ ስዊዝ ንውዕል ናይቲ መግዙይነት ይምልከት። ኣብ ግዜ ሙጉት እቶም ፍራዶ ኣብ ወንበር ናይ ኣሱል-ኤስ

    ሓላፍነታውያን እዮም ።

  7. እቶም ሓፈሻዊ መምርሒታትን ኩነታትን ንኩሉ ተገልጋሊ ቅድሚ ናብ ሓይሊ ጠበቃ ምፍራሙ ተሰሪሖም ይቀርቡ።

    እቶም ሓፈሻዊ መምርሒታትን ኩነታታትን ክዕቀቡ ወይ ውን ዳውን-ሎድ ክኮኑ ይክሉ።

  8. ትርጉም ብቛንቛ ጀርመን ናይዚ ሓፈሻዊ ሕግታትን መምርሒታትን ተጣቢቁ www. AsyLex.ch ኣሎ። እዚ

    ትርጉም ጥራይ መረዳእታ ንምዕባይ ዩ።

  9. እቶም ሓፈሻዊ መምርሒታትን ኩነታትን ኣብ ዝኮነ ግዜ ኣብ www.ASyLex.ch ኣሎ። እንተደልዩ ኣብ ዝኾነ ግዜ ክመሓይሽ ይኸእል። እቲ ምምሕያሽ ካብታ ኣብ www.ASYLex.ch ዝተሓተመሉ መዓልቲ ግብራዊ ይኸውን። ድሕሪ ምምሕያሹ እንተደኣ እቲ ዓሚል ነቲ ኣገልግሎት ኽጥቐመሉ ጀሚሩ፣ ንሱ ወይ ንሳ ምስቲ ዝተመሓሸየ ሓፍሻዊ መምርሒታትትን ኩነታትን ይሰማማዕ ።

  10. ምናልባት ሓደ ካብ ዓንቀጻት ናይዚ ሓፈሻዊ መምርሒታት ኩነታትን ተቀዲዱ ዘይሕጋዊ ምስዝከውን ፣ ንሕጋውነት ናይቲ ዝተረፈ ዓንቀጻት ኣይጸልዎም ዩ ።

ምሕላው ሓበሬታ ዓንቀጻት ኣሱል-ኤክስ

ነቲ ናይ ዳታ ሓለዋ መግለጺና (ኣብዚ) ኣስተውዕሉ።

ንመወዳእታ ግዜ ዝተቐየረሉ ዕለት፡ መስከረም 12, 2023።

bottom of page